ዘፍጥረት 1:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ኣምላኽ ከኣ፡ “ንመዓልቲ ኻብ ለይቲ ዚፈልዩ+ ብርሃናት+ ኣብ ጠፈር ሰማያት ይኹኑ፣ ንወቕትታትን ንመዓልትታትን ንዓመታትን ከኣ ምልክት ይኹኑ።+