ያእቆብ 4:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 ግናኸ፡ እቲ ዝሃበና ጸጋ ይዓቢ። ስለዚ፡ “ኣምላኽ ንዕቡያት ይጻረሮም፡+ ንትሑታት ግና ጸጋ ይህቦም” ይብል።+ 1 ጴጥሮስ 5:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ከምኡ ድማ፡ ኣቱም ኣጕባዝ፡ ንዚዓብዩኹም* ተገዝእዎም።+ ኣምላኽ ንዕቡያት ይጻረሮም፡ ንትሑታት ግና ጸጋ ይህቦም እዩ እሞ፡ ኵላትኩም ንሓድሕድኩም ኣብ ዘሎኩም ርክብ ትሕትና ተዓጠቑ።+
5 ከምኡ ድማ፡ ኣቱም ኣጕባዝ፡ ንዚዓብዩኹም* ተገዝእዎም።+ ኣምላኽ ንዕቡያት ይጻረሮም፡ ንትሑታት ግና ጸጋ ይህቦም እዩ እሞ፡ ኵላትኩም ንሓድሕድኩም ኣብ ዘሎኩም ርክብ ትሕትና ተዓጠቑ።+