እብራውያን 4:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኵሉ ኣብ ቅድሚ ዓይኒ እቲ ጸብጻብ እንህቦ ቕሉዕን ግሁድን እዩ እምበር፡+ ኣብ ቅድሚኡ ዚሕባእ ፍጥረት የልቦን።+