-
መዝሙር 22:9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 ካብ ማሕጸን ዘውጻእካኒ፡+
ኣብ ኣጥባት ኣደይ ድማ ዘቕሰንካኒ ንስኻ ኢኻ።
-
-
መዝሙር 71:6መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
6 ካብ ከርሲ ኣትሒዘ ኣባኻ እምርኰስ እየ፣
ካብ ማሕጸን ኣደይ ዝፈለኻኒ ንስኻ ኢኻ።+
ወትሩ እውድሰካ እየ።
-
-
ኤርምያስ 1:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
ንኣህዛብ ከኣ ነብዪ ገይረካ።”
-