ኢሳይያስ 55:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 “ከምቲ ሰማያት ካብ ምድሪ ዚልዕልሲ፡መገድታተይ ካብ መገድታትኩም፡ሓሳባተይ ከኣ ካብ ሓሳባትኩም ይልዕል።+