2 ዜና መዋእል 19:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 የሁ+ ወዲ ሓናኒ+ እቲ ረኣዪ ኸኣ ኪረኽቦ ወጸ እሞ፡ ንንጉስ ዮሳፋጥ ከምዚ በሎ፦ “ንእኩይዶ ትሕግዞ፡+ ነቶም ንየሆዋ ዚጸልእዎዶኸ ትፈትዎም ኢኻ፧+ በዚ ምኽንያት እዚ፡ ቍጥዓ የሆዋ ኣብ ልዕሌኻ ኣሎ። 2 ቈረንቶስ 6:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ምስ ዘይኣመንቲ ኣብ ሓደ ኣርዑት ኣይትጸመዱ።*+ ማለት፡ ጽድቅን ሓጢኣትን* እንታይ ርክብ ኣለዎ፧+ ወይስ ብርሃን ምስ ጸልማት እንታይ ሕብረት ኣለዎ፧+
2 የሁ+ ወዲ ሓናኒ+ እቲ ረኣዪ ኸኣ ኪረኽቦ ወጸ እሞ፡ ንንጉስ ዮሳፋጥ ከምዚ በሎ፦ “ንእኩይዶ ትሕግዞ፡+ ነቶም ንየሆዋ ዚጸልእዎዶኸ ትፈትዎም ኢኻ፧+ በዚ ምኽንያት እዚ፡ ቍጥዓ የሆዋ ኣብ ልዕሌኻ ኣሎ።