መዝሙር 40:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ኦ የሆዋ፡ በጃኻ ንምድሓነይ ፍቓደኛ ኹን።+ ኦ የሆዋ፡ ንምርዳአይ ቀልጥፍ።+ መዝሙር 70:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ኣነ ግና ረዳኢ ኣልቦን ድኻን እየ፣+ኦ ኣምላኽ፡ ምእንታይ ቀልጥፍ።+ ንስኻ ረዳእየይን መናገፍየይን ኢኻ፣+ኦ የሆዋ፡ ኣይትደንጒ።+