ዘዳግም 33:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ኦ እስራኤል፡ ሕጉስ ኢኻ!+ ብየሆዋ ዝደሓነ+ከማኻ ዝኣመሰለ ህዝቢ መን ኣሎ፧+ ንሱ ዚከላኸል ዋልታኻን+ግርማዊ ሰይፍኻን እዩ። ጸላእትኻ ኣብ ቅድሜኻ ሸቘጥቈጥ ኪብሉ፡+ንስኻ ድማ ኣብ ዝባኖም* ክትረግጽ ኢኻ።”
29 ኦ እስራኤል፡ ሕጉስ ኢኻ!+ ብየሆዋ ዝደሓነ+ከማኻ ዝኣመሰለ ህዝቢ መን ኣሎ፧+ ንሱ ዚከላኸል ዋልታኻን+ግርማዊ ሰይፍኻን እዩ። ጸላእትኻ ኣብ ቅድሜኻ ሸቘጥቈጥ ኪብሉ፡+ንስኻ ድማ ኣብ ዝባኖም* ክትረግጽ ኢኻ።”