2 ዜና መዋእል 30:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ናብ የሆዋ እንተ ተመሊስኩምሲ፡ ኣሕዋትኩምን ደቅኹምን ብማረኽቶም ኪምሓሩ እዮም፡+ ናብዛ ምድሪ ኺምለሱ እውን ኪፍቀደሎም እዩ፣+ የሆዋ ኣምላኽኩምሲ ርሕሩሕን* መሓርን እዩ፣+ ንስኻትኩም ናብኡ እንተ ተመሊስኩም ድማ፡ ንሱ ገጹ ኻባኻትኩም ኣይኪመልስን እዩ።”+ ኤፌሶን 2:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 እቲ ብምሕረት ሃብታም ዝዀነ ኣምላኽ+ ግና ሳላ እታ ብእኣ ዘፍቀረና ዓባይ ፍቕሩ፡+
9 ናብ የሆዋ እንተ ተመሊስኩምሲ፡ ኣሕዋትኩምን ደቅኹምን ብማረኽቶም ኪምሓሩ እዮም፡+ ናብዛ ምድሪ ኺምለሱ እውን ኪፍቀደሎም እዩ፣+ የሆዋ ኣምላኽኩምሲ ርሕሩሕን* መሓርን እዩ፣+ ንስኻትኩም ናብኡ እንተ ተመሊስኩም ድማ፡ ንሱ ገጹ ኻባኻትኩም ኣይኪመልስን እዩ።”+