መዝሙር 98:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 98 ዜደንቕ ነገራት ገይሩ እዩ እሞ፡+ንየሆዋ ሓድሽ መዝሙር ዘምሩሉ።+ የማናይ ኢዱ፡ እቲ ቕዱስ ቅልጽሙ፡ ድሕነት* ኣምጺኡ።+