-
ኤርምያስ 14:22መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
22 ካብቶም ከንቱ ጣኦታት ኣህዛብ ዝናም ኬዝንም ዚኽእልዶ ኣሎ፧
ሰማያትከ ባዕላቶም ብርቱዕ ካፋ ኬኻፍዩ ይኽእሉዶ፧
ኦ የሆዋ ኣምላኽና፡ ንስኻ በይንኻዶ ኣይኰንካን፧+
ንስኻ በይንኻ ነዚ ዅሉ ጌርካ ኢኻ እሞ፡
ብኣኻ ተስፋ ንገብር ኢና።
-