መዝሙር 119:91 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 91 ኵሎም* ገላዉኻ እዮም እሞ፡ብፍርድታትካ ኽሳዕ ሎሚ ይነብሩ። ኤርምያስ 31:35, 36 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 35 እቲ ጸሓይ ንብርሃን መዓልቲ፡ሕግታት ወርሕን ከዋኽብትን ከኣ ንብርሃን ለይቲ ዝሃበ፡እቲ ንባሕሪ ዜለዓዕሎን ንማዕበላቱ ዜናውጾን፡ስሙ እውን የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ዝዀነ+የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ 36 “‘እዚ ስርዓታት እዚ ኸንቱ እንተ ዚኸውን፡’ ይብል የሆዋ፡‘ሽዑ ዘርኢ እስራኤል ንሓዋሩ ኣብ ቅድመይ ህዝቢ ኻብ ምዃን ምጠፍአ።’”+ ኤርምያስ 33:25 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 25 “የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ ‘ከምቲ ንመዓልትን ንለይትን ዚምልከት ኪዳነይ፡+ ሕግታት ሰማይን ምድርን፡ ብርግጽ ዘቘምኩ፡+
35 እቲ ጸሓይ ንብርሃን መዓልቲ፡ሕግታት ወርሕን ከዋኽብትን ከኣ ንብርሃን ለይቲ ዝሃበ፡እቲ ንባሕሪ ዜለዓዕሎን ንማዕበላቱ ዜናውጾን፡ስሙ እውን የሆዋ ጐይታ ሰራዊት ዝዀነ+የሆዋ ኸምዚ ይብል፦ 36 “‘እዚ ስርዓታት እዚ ኸንቱ እንተ ዚኸውን፡’ ይብል የሆዋ፡‘ሽዑ ዘርኢ እስራኤል ንሓዋሩ ኣብ ቅድመይ ህዝቢ ኻብ ምዃን ምጠፍአ።’”+