ሮሜ 10:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ኣነ ግና ክሓትት፦ ኣይሰምዑን ድዮም፧ እኳ ደኣስ፡ “ደሃዮም ናብ ኵላ ምድሪ፡ መልእኽቶም ድማ ክሳብ ወሰናት ዓለም ወጺኡ።”+