-
ማቴዎስ 27:35መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
35 ምስ ሰቐልዎ ኸኣ፡ ንኽዳውንቱ ዕጫ ኣውዲቖም ተማቐልዎ፣+
-
-
ዮሃንስ 20:25መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
25 እቶም ካልኦት ደቀ መዛሙርቲ ኸኣ፡ “ንጐይታ ርኢናዮ!” በልዎ። ንሱ ግና፡ “ኣሰር እቲ መሳምር ኣብ ኢዱ እንተ ዘይርእየ፡ ኣጻብዐይ ድማ ኣብቲ ኣሰር እቲ መሳምር እንተ ዘየእትየ፡ ኣብ ጐድኑ እውን ኢደይ እንተ ዘየእትየ፡+ ከቶ ኣይኣምንን እየ” በሎም።
-