ዮሃንስ 17:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 “ነቶም ካብ ዓለም ዝሃብካኒ ሰባት ስምካ ኣግሂደሎም* ኣለኹ።+ ናትካ እዮም ነይሮም፡ ንዓይ ከኣ ሂብካኒ፡ ቃልካ እውን ሓልዮም* እዮም።