-
መዝሙር 35:18መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
18 ሽዑ፡ ኣብ ዓብዪ ጉባኤ ኸመስግነካ፡+
ኣብ መንጎ ብዙሓት ህዝቢ ኽውድሰካ እየ።
-
-
መዝሙር 40:10መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
10 ንጽድቅኻ ኣብ ውሽጢ ልበይ ኣይከወልክዎን።
ተኣማንነትካን ድሕነትካን እነግር እየ።
ብተኣማንነት እተርእዮ ፍቕርኻን ሓቅኻን ኣብ ዓብዪ ጉባኤ ኣይሓባእኩን።”+
-