መዝሙር 55:16, 17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ኣነ ግና ንኣምላኽ ክጽውዖ እየ፣የሆዋ ኸኣ ኬድሕነኒ እዩ።+ 17 ምሸትን ንግሆን ቀትርን፡ እርበሽን እግዕርን* እየ፣+ንሱ ድማ ድምጸይ ይሰምዕ እዩ።+