መዝሙር 17:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ንልበይ መርሚርካዮ፡ ብለይቲ ድማ ኣጸቢቕካ ተዓዚብካኒ ኢኻ፣+ኣጽሪኻኒ ኢኻ፣+ገለ ኽፉእ ከም ዘይሓሰብኩ ኽትረክብ ኢኻ፣ኣፈይ እውን ኣይጠሓሰትን። መዝሙር 66:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ኦ ኣምላኽ፡ ንስኻስ መርሚርካና ኢኻ፣+ከምቲ ብሩር ዚጸሪ ድማ ኣጽሪኻና።