መዝሙር 63:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 63 ኦ ኣምላኽ፡ ንስኻ ኣምላኸይ ኢኻ፡ እደልየካ ኣለኹ።+ ንዓኻ ኽረክብ ሃረር እብል ኣለኹ።*+ ማይ ኣብ ዘይብሉ ደረቕን ምድሪ ኣጻምእንብናፍቖትካ ደኺመ ኣለኹ።*+ መዝሙር 105:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ንየሆዋን ንብርታዐኡን ድለዩ።+ ወትሩ ገጹ* ድለዩ። ጸፎንያስ 2:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ኣቱም ነቲ ቕኑዕ ትእዛዛቱ* እትሕልዉዓቃላት* ምድሪ ዅላትኩም፡ ንየሆዋ ድለይዎ።+ ጽድቂ ድለዩ፡ ዓቕሊ* ድለዩ። ምናልባት ብመዓልቲ ቝጥዓ የሆዋ ትሕብኡ ትዀኑ።+
63 ኦ ኣምላኽ፡ ንስኻ ኣምላኸይ ኢኻ፡ እደልየካ ኣለኹ።+ ንዓኻ ኽረክብ ሃረር እብል ኣለኹ።*+ ማይ ኣብ ዘይብሉ ደረቕን ምድሪ ኣጻምእንብናፍቖትካ ደኺመ ኣለኹ።*+
3 ኣቱም ነቲ ቕኑዕ ትእዛዛቱ* እትሕልዉዓቃላት* ምድሪ ዅላትኩም፡ ንየሆዋ ድለይዎ።+ ጽድቂ ድለዩ፡ ዓቕሊ* ድለዩ። ምናልባት ብመዓልቲ ቝጥዓ የሆዋ ትሕብኡ ትዀኑ።+