ዘፍጥረት 15:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ድሕርዚ፡ ቃል የሆዋ ብራእይ ከምዚ ኢሉ ናብ ኣብራም መጸ፦ “ኣብራም፡ ኣይትፍራህ።+ ዋልታኻ ኣነ እየ።+ ዓስብኻ ኣዝዩ ብዙሕ ኪኸውን እዩ።”+ መዝሙር 3:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ንስኻ ግና፡ ኦ የሆዋ፡ ኣብ ዙርያይ ዋልታ ኢኻ፣+ክብረይን+ ንርእሰይ ልዕል እተብላን ኢኻ።+