መዝሙር 27:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ንሱስ ብመዓልቲ መዓት ኣብ መጽለሊኡ ኺሓብኣኒ፡+ኣብ ስቱር ድንኳን ኪሰትረኒ፡+ኣብ ከውሒ ኸኣ ልዕል ኬብለኒ እዩ።+ መዝሙር 32:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ንስኻ መሕብእየይ ኢኻ፣ካብ ጭንቂ ኽትሕልወኒ ኢኻ።+ ብእልልታ ድሕነት ክትከብበኒ ኢኻ።+ (ሴላ)