2 ነገስት 6:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ኤልሳእ ከኣ፡ “ኦ የሆዋ፡ ምእንቲ ኺርእስ፡ በጃኻ ኣዒንቱ ኽፈት” ኢሉ ጸለየ።+ ብኡብኡ፡ የሆዋ ኣዒንቲ እቲ ጊልያ ኸፈተ እሞ፡ ንሱ ረኣየ፣ እንሆ ድማ፡ ኣብ ዙርያ ኤልሳእ፡ እቲ ኣኽራን ብኣፍራስን ሰረገላታትን ሓዊ መሊኡ ነበረ።+ መዝሙር 91:11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 11 ብዅሉ መገድታትካ ኺሕልዉኻስ፡+ንመላእኽቱ+ ኺእዝዘልካ እዩ። ማቴዎስ 18:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ካብዞም ንኣሽቱ ንሓደ እኳ ኸይትንዕቁ ተጠንቀቑ፣ ከመይሲ፡ ኣብ ሰማይ ዘለዉ መላእኽቶም፡ ወትሩ ገጽ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦይ ይርእዩ እዮም፡ እብለኩም ኣለኹ።+ እብራውያን 1:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ብዛዕባ መላእኽቲ ኸኣ፡ “መላእኽቱ መናፍስቲ፡ ኣገልገልቱ*+ እውን ሃልሃልታ ሓዊ ይገብር” ይብል።+ እብራውያን 1:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ኵላቶምዶ ነቶም ድሕነት ዚወርሱ ኼገልግሉ ዚለኣኹ መናፍስቲ ቕዱስ ኣገልግሎት* ኣይኰኑን፧+
17 ኤልሳእ ከኣ፡ “ኦ የሆዋ፡ ምእንቲ ኺርእስ፡ በጃኻ ኣዒንቱ ኽፈት” ኢሉ ጸለየ።+ ብኡብኡ፡ የሆዋ ኣዒንቲ እቲ ጊልያ ኸፈተ እሞ፡ ንሱ ረኣየ፣ እንሆ ድማ፡ ኣብ ዙርያ ኤልሳእ፡ እቲ ኣኽራን ብኣፍራስን ሰረገላታትን ሓዊ መሊኡ ነበረ።+
10 ካብዞም ንኣሽቱ ንሓደ እኳ ኸይትንዕቁ ተጠንቀቑ፣ ከመይሲ፡ ኣብ ሰማይ ዘለዉ መላእኽቶም፡ ወትሩ ገጽ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦይ ይርእዩ እዮም፡ እብለኩም ኣለኹ።+