መዝሙር 28:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ኦ የሆዋ ኸውሐይ፡ ናባኻ እጽውዕ ኣለኹ፣+ጸማም ኣይትዅነኒ። ስቕ እንተ ኢልካኒ፡ከምቶም ናብ ጕድጓድ* ዚወርዱ ክኸውን እየ።+