መዝሙር 145:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 የሆዋ ንዅሉ ሕያዋይ* እዩ፣+ምሕረቱ ድማ ኣብ ኵሉ ግብርታቱ ይርአ። 1 ጢሞቴዎስ 4:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ተስፋና ኣብቲ ንዅሉ ዓይነት ሰብ፡+ ምናዳ ንእሙናት፡ ዜድሕን+ ህያው ኣምላኽ ስለ ዝገበርና ኸኣ ኢና እንጽዕርን እንጋደልን ዘለና።+