መዝሙር 25:12, 13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ንየሆዋ ዚፈርሆ ሰብ መን እዩ፧+ ንዕኡ እታ ዚሓርያ መገዲ ኺምህሮ እዩ።+ נ [ኑን] 13 ንሱ* ጽቡቕ ይረክብ፣+ዘርኡ እውን ንምድሪ ይርስተያ።+ መዝሙር 37:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ጻድቃን ንምድሪ ኺርስተይዋ፡+ኣብኣ እውን ንዘለኣለም ኪነብሩ እዮም።+ ማቴዎስ 5:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 “ልኡማት*+ ንምድሪ ኺወርስዋ እዮም እሞ፡ ሕጉሳት እዮም።+ 2 ጴጥሮስ 2:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 እምበኣር፡ የሆዋ* ነቶም ንኣምላኽ ተወፋይነት ዘለዎም ሰባት ከመይ ገይሩ ኻብ ፈተና ኸም ዜናግፎም ይፈልጥ እዩ፣+ ንዓመጽቲ ግና ብመዓልቲ ፍርዲ ምእንቲ ኺጠፍኡ* ኸመይ ገይሩ ኸም ዚዓቝሮም ይፈልጥ እዩ፣+
9 እምበኣር፡ የሆዋ* ነቶም ንኣምላኽ ተወፋይነት ዘለዎም ሰባት ከመይ ገይሩ ኻብ ፈተና ኸም ዜናግፎም ይፈልጥ እዩ፣+ ንዓመጽቲ ግና ብመዓልቲ ፍርዲ ምእንቲ ኺጠፍኡ* ኸመይ ገይሩ ኸም ዚዓቝሮም ይፈልጥ እዩ፣+