ዘዳግም 15:7, 8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 “ኣብታ የሆዋ ኣምላኽካ ዚህበካ ምድሪ፡ ኣብ ሓንቲ ኻብተን ከተማታት ሓውካ እንተ ደኽዩ፡ ነቲ ድኻ ሓውካ ልብኻ ኣይተትርረሉ፡ ኢድካ እውን ኣይትጨብጠሉ።+ 8 ኢድካስ ብልግሲ ደኣ ኽፈተሉ፡+ ዜድልዮ ወይ ዚጐድሎ ዘበለ ኣለቅሓዮ።* መዝሙር 112:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ብልግሲ* ዜለቅሕ ሰብ ጽቡቕ ይዀነሉ።+ י [ዮድ] ነገሩ ብፍትሒ ይገብር።
7 “ኣብታ የሆዋ ኣምላኽካ ዚህበካ ምድሪ፡ ኣብ ሓንቲ ኻብተን ከተማታት ሓውካ እንተ ደኽዩ፡ ነቲ ድኻ ሓውካ ልብኻ ኣይተትርረሉ፡ ኢድካ እውን ኣይትጨብጠሉ።+ 8 ኢድካስ ብልግሲ ደኣ ኽፈተሉ፡+ ዜድልዮ ወይ ዚጐድሎ ዘበለ ኣለቅሓዮ።*