መዝሙር 37:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 ኣብ ቅድሚ የሆዋ ስቕ በል፡+ብሃንቀውታ* ተጸበዮ። ተንኰሉ ኺፍጽም ብዚሰልጦ ሰብኣይትሕረቕ።+ መዝሙር 42:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ነፍሰየ፡* ስለምንታይ ኢኺ ተስፋ ቐቢጽኪ፧+ ስለምንታይከ ኣብ ውሽጠይ ትርበሺ ኣለኺ፧ ዓብዪ መድሓንየይ ብምዃኑ ኽውድሶ እየ እሞ፡ንኣምላኽ ተጸበይዮ።+ መዝሙር 43:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ነፍሰየ፡* ስለምንታይ ኢኺ ተስፋ ቐቢጽኪ፧ ስለምንታይከ ኣብ ውሽጠይ ትርበሺ ኣለኺ፧ ዓብዪ መድሓንየይን ኣምላኸይን ብምዃኑ ኽውድሶ እየ እሞ፡ንኣምላኽ ተጸበይዮ።+
5 ነፍሰየ፡* ስለምንታይ ኢኺ ተስፋ ቐቢጽኪ፧ ስለምንታይከ ኣብ ውሽጠይ ትርበሺ ኣለኺ፧ ዓብዪ መድሓንየይን ኣምላኸይን ብምዃኑ ኽውድሶ እየ እሞ፡ንኣምላኽ ተጸበይዮ።+