2 ሳሙኤል 23:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 መንፈስ የሆዋ ብኣይ ተዛረበ፡+ቃሉ ኣብ ልሳነይ ነበረ።+ እዝራ 7:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 እዚ እዝራ እዚ ኻብ ባቢሎን ደየበ። ንሱ ኸኣ ነቲ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ዝሃቦ ሕጊ ሙሴ ኣጸቢቑ ዚፈልጥ ቀዳሒ* ነበረ።*+ ኢድ የሆዋ ኣምላኹ ኣብ ልዕሊኡ ነበረት እሞ፡ ንጉስ ንዕኡ፡ ኵሉ እቲ ዝሓተቶ ሃቦ።
6 እዚ እዝራ እዚ ኻብ ባቢሎን ደየበ። ንሱ ኸኣ ነቲ የሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ዝሃቦ ሕጊ ሙሴ ኣጸቢቑ ዚፈልጥ ቀዳሒ* ነበረ።*+ ኢድ የሆዋ ኣምላኹ ኣብ ልዕሊኡ ነበረት እሞ፡ ንጉስ ንዕኡ፡ ኵሉ እቲ ዝሓተቶ ሃቦ።