መዝሙር 72:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ስሙ ንዘለኣለም ይንበር፣+ጸሓይ ክሳዕ ዘላ ድማ ይግነን። ሰባት ብእኡ በረኸት ይርከቡ፣*+ኵሎም ኣህዛብ ከኣ ሕጉስ ይበልዎ።