2 ዜና መዋእል 20:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 እቶም ካብ ደቂ ቀሃታውያንን+ ካብ ደቂ ቆራሓውያንን ዝዀኑ ሌዋውያን ከኣ፡ ንየሆዋ ኣምላኽ እስራኤል ኣዝዩ ዓው ብዝበለ ድምጺ ኺውድስዎ ተንስኡ።+