38 እቶም ካልኣይ ዜመስግኑ ጕጅለ ዘመርቲ ኸኣ ብመንጽር ከዱ፣ ደድሕሪኦም ድማ ኣነን ፍርቂ እቲ ህዝብን፡ ኣብቲ መካበብያ ኣብ ልዕሊ እቲ ግምቢ እቶንን+ ኣብ ልዕሊ እቲ ገፊሕ መካበብያን+ 39 ኣብ ልዕሊ እቲ ኣፍ ደገ ኤፍሬምን+ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣፍ ደገ ኣረጊት ከተማን+ ኣብ ልዕሊ እቲ ኣፍ ደገ ዓሳን+ ግምቢ ሓናንኤልን+ ግምቢ ሜኣህን ኣብ ልዕሊ ኣፍ ደገ ኣባጊዕን+ ነበርና፣ ንሳቶም ከኣ ኣብ ኣፍ ደገ ሓለውቲ ደው በሉ።