መዝሙር 143:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ናይ ቀደም መዓልትታት እዝክር፡ንዅሉ ተግባርካ አስተንትነሉ፡+ብዛዕባ ግብሪ ኣእዳውካ ድማ ብህንጥዮት ኣጸቢቐ እሓስብ* እየ።