ዘዳግም 31:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ናብታ ንኣቦታቶም ዝመሓልኩሎም+ ጸባን መዓርን እተውሕዝ+ ምድሪ ምስ ኣእቶኽዎም እሞ፡ በሊዖም ምስ ጸገቡን ምስ በልጸጉን፡*+ ናብ ካልኦት ኣማልኽቲ ኺምለሱን ኬገልግልዎምን ንዓይ ኪንዕቁንን ኪዳነይ ኬፍርሱን እዮም።+ እብራውያን 8:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ‘ከምቲ ኣብታ ኻብ ምድሪ ግብጺ ብኢዶም ሒዘ ዘውጻእክዎም+ መዓልቲ ምስ ኣቦታቶም ዝኣቶኽዎ ኺዳን ኣይኰነን፣ ብኺዳነይ ስለ ዘይጸንዑ፡ ኣነ እውን ብዛዕባኦም ምግዳስ ገዲፈዮ’ ይብል የሆዋ።*
20 ናብታ ንኣቦታቶም ዝመሓልኩሎም+ ጸባን መዓርን እተውሕዝ+ ምድሪ ምስ ኣእቶኽዎም እሞ፡ በሊዖም ምስ ጸገቡን ምስ በልጸጉን፡*+ ናብ ካልኦት ኣማልኽቲ ኺምለሱን ኬገልግልዎምን ንዓይ ኪንዕቁንን ኪዳነይ ኬፍርሱን እዮም።+
9 ‘ከምቲ ኣብታ ኻብ ምድሪ ግብጺ ብኢዶም ሒዘ ዘውጻእክዎም+ መዓልቲ ምስ ኣቦታቶም ዝኣቶኽዎ ኺዳን ኣይኰነን፣ ብኺዳነይ ስለ ዘይጸንዑ፡ ኣነ እውን ብዛዕባኦም ምግዳስ ገዲፈዮ’ ይብል የሆዋ።*