መዝሙር 103:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ምብራቕ ካብ ምዕራብ ከም ዚርሕቕ፡ንኣበሳና ኻባና ኣዝዩ ኣርሒቕዎ።+ ኢሳይያስ 38:17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 እንሆ፡ ኣብ ክንዲ ሰላም፡ ዓብዪ ምረት ነይሩኒ፣ንዓይ ስለ ዝፈቶኻኒ* ግና፡ካብ ጕድጓድ ጥፍኣት ኣድሒንካኒ።+ ኵሉ ሓጢኣተይ ናብ ድሕሪ ዝባንካ ደርቢኻዮ።*+
17 እንሆ፡ ኣብ ክንዲ ሰላም፡ ዓብዪ ምረት ነይሩኒ፣ንዓይ ስለ ዝፈቶኻኒ* ግና፡ካብ ጕድጓድ ጥፍኣት ኣድሒንካኒ።+ ኵሉ ሓጢኣተይ ናብ ድሕሪ ዝባንካ ደርቢኻዮ።*+