ምሳሌ 5:12, 13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ከምዚ እውን ክትብል ኢኻ፦ “ክሳዕ ክንደይ ኰን እየ ተግሳጽ ጸሊአ!ልበይ እውን ክሳዕ ክንደይ ኰን እዩ መግናሕቲ ንዒቑ!13 ድምጺ መምህራነይ ኣይሰማዕኩን፣ንዚምህሩኒ እውን ኣየቕለብኩሎምን። ምሳሌ 18:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ዓሻ ብምስትውዓል ባህ ኣይብሎን፣የግዳስ፡ ኣብ ልቡ ዘሎ እዩ ዚቐልዕ።+
12 ከምዚ እውን ክትብል ኢኻ፦ “ክሳዕ ክንደይ ኰን እየ ተግሳጽ ጸሊአ!ልበይ እውን ክሳዕ ክንደይ ኰን እዩ መግናሕቲ ንዒቑ!13 ድምጺ መምህራነይ ኣይሰማዕኩን፣ንዚምህሩኒ እውን ኣየቕለብኩሎምን።