ዘዳግም 24:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 “ሓደ ሰብኣይ ሓዳስ ሰበይቲ ምስ ተመርዓወ፡ ኣብ ሰራዊት ኣየገልግል፡ ወይ ዝዀነ ኻልእ ዚዕየ ግቡእ ኣይውሃቦ። ሓደ ዓመት ኣብ ቤቱ ናጻ ይኹን፡ ንሰበይቱ ድማ የሐጕሳ።+ መክብብ 9:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 እዝስ ኣብ ህይወትን ኣብቲ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዝጸዓርካሉ ጻዕርን ዕጫኻ* እዩ እሞ፡+ ብዅለን መዓልትታት እታ ንሱ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዝሃበካ ኸንቱ ህይወትካ፡ ብዅለን መዓልትታት ከንቱነትካ፡ ምስታ ፍቕርቲ ሰበይትኻ ብህይወት ተሓጐስ።+
5 “ሓደ ሰብኣይ ሓዳስ ሰበይቲ ምስ ተመርዓወ፡ ኣብ ሰራዊት ኣየገልግል፡ ወይ ዝዀነ ኻልእ ዚዕየ ግቡእ ኣይውሃቦ። ሓደ ዓመት ኣብ ቤቱ ናጻ ይኹን፡ ንሰበይቱ ድማ የሐጕሳ።+
9 እዝስ ኣብ ህይወትን ኣብቲ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዝጸዓርካሉ ጻዕርን ዕጫኻ* እዩ እሞ፡+ ብዅለን መዓልትታት እታ ንሱ ኣብ ትሕቲ ጸሓይ ዝሃበካ ኸንቱ ህይወትካ፡ ብዅለን መዓልትታት ከንቱነትካ፡ ምስታ ፍቕርቲ ሰበይትኻ ብህይወት ተሓጐስ።+