ዘፍጥረት 39:19, 20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ጐይታኡ ኸኣ፡ ሰበይቱ፡ “ጊልያኻ ኸምዚ ገይሩኒ” ኢላ ዝነገረቶ ዘረባ ምስ ሰምዐ፡ ቍጥዓኡ ነደደ። 20 ጐይታ ዮሴፍ ድማ ወሲዱ ናብ ቤት ማእሰርቲ፡ ናብታ እቶም እሱራት ንጉስ ዚእሰሩላ ቦታ፡ ኣእተዎ፣ ኣብኣ ኸኣ ኣብታ ቤት ማእሰርቲ ነበረ።+
19 ጐይታኡ ኸኣ፡ ሰበይቱ፡ “ጊልያኻ ኸምዚ ገይሩኒ” ኢላ ዝነገረቶ ዘረባ ምስ ሰምዐ፡ ቍጥዓኡ ነደደ። 20 ጐይታ ዮሴፍ ድማ ወሲዱ ናብ ቤት ማእሰርቲ፡ ናብታ እቶም እሱራት ንጉስ ዚእሰሩላ ቦታ፡ ኣእተዎ፣ ኣብኣ ኸኣ ኣብታ ቤት ማእሰርቲ ነበረ።+