መክብብ 7:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ሽዑ፡ እዚ ረኸብኩ፦ ካብ ሞትሲ እታ ኸም መርበብ ሃዳናይ ዝዀነት፡ ልባ ድማ ከምቲ ንምግፋፍ ዜገልግል መርበብ ዝዀነ፡ ኣእዳዋ ኸኣ ከም ሰንሰለት ማእሰርቲ ዝዀና ሰበይቲ ትመርር። እቲ ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ባህ ዜብሎ ኻብኣ የምልጥ፣+ ሓጥእ ግና ብእኣ ይተሓዝ።+
26 ሽዑ፡ እዚ ረኸብኩ፦ ካብ ሞትሲ እታ ኸም መርበብ ሃዳናይ ዝዀነት፡ ልባ ድማ ከምቲ ንምግፋፍ ዜገልግል መርበብ ዝዀነ፡ ኣእዳዋ ኸኣ ከም ሰንሰለት ማእሰርቲ ዝዀና ሰበይቲ ትመርር። እቲ ነቲ ናይ ሓቂ ኣምላኽ ባህ ዜብሎ ኻብኣ የምልጥ፣+ ሓጥእ ግና ብእኣ ይተሓዝ።+