ምሳሌ 3:13, 14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ጥበብ ዚረክብ፡ምስትውዓል እውን ዜጥሪ ሰብ ሕጉስ እዩ፣+14 ንዓኣ ምጥራይሲ ብሩር ካብ ምጥራይ፡ንዓኣ ምኽሳብ ከኣ ወርቂ ኻብ ምኽሳብ ይበልጽ።+