ዘፍጥረት 1:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ምድሪ ድማ ቅርጺ ኣልቦን ባዶን ነበረት፣ ኣብ ልዕሊ መዓሙቝ ማይ*+ እውን ጸልማት ነበረ። ንጡፍ ሓይሊ ኣምላኽ*+ ከኣ ኣብ ልዕሊ ማያት+ ይዘውር ነበረ።