ምሳሌ 7:10, 11 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ከም ኣመንዝራ እተኸድነት፡*+ ልባ ጐራሕ ዝዀነሰበይቲ ድማ ክትቅበሎ ረኣኹ። 11 ዋዕዋዕተኛን ደፋርን እያ።+ ኣብ ቤታ ኣይትቕመጥን እያ።*