-
ማቴዎስ 12:35መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
35 ሕያዋይ ሰብ ካብ ጽቡቕ መዝገቡ፡ ጽቡቕ የውጽእ፣ እኩይ ሰብ ግና፡ ካብ እኩይ መዝገቡ፡ እከይ የውጽእ።+
-
-
ያእቆብ 3:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
5 ከምኡ ድማ ልሳን ንእሽቶ ኣካል እያ፡ ግናኸ ብዓብዪ ነገር ትምካሕ። እንሆ፡ ንእሽቶ ሓዊ ኽንደይ ዓብዪ ዱር ዘይተንድድ!
-