ዘሌዋውያን 19:36 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 ልክዕ ሚዛንን ልክዕ መምዘንን ልክዕ መስፈር እኽልን* ልክዕ መስፈር ፈሳስን* ተጠቐሙ።+ ኣነ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዘውጻእኩኹም የሆዋ ኣምላኽኩም እየ።