ህዝቅኤል 7:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 “‘ብሩሮም ኣብ ጐደናታት ኪድርብዩ፡ ወርቆም ከኣ ንዓታቶም ፍንፉን ኪኸውን እዩ። ብመዓልቲ ነድሪ የሆዋ ብሩሮም ኰነ ወርቆም ኣይኬድሕኖምን እዩ።+ ዜስሕት መዐንቀፊ ዀይንዎም እዩ እሞ፡* ኣይኪጸግቡን፡* ከብዶም እውን ኣይኪመልኡን እዮም። ማቴዎስ 16:26 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 ሰብ ምሉእ ዓለም ረቢሑስ፡ ህይወቱ* እንተ ኣጥፊኡ እንታይ ይጠቕሞ፧+ ወይስ ሰብ ኣብ ክንዲ ህይወቱ* እንታይ ይህብ፧+
19 “‘ብሩሮም ኣብ ጐደናታት ኪድርብዩ፡ ወርቆም ከኣ ንዓታቶም ፍንፉን ኪኸውን እዩ። ብመዓልቲ ነድሪ የሆዋ ብሩሮም ኰነ ወርቆም ኣይኬድሕኖምን እዩ።+ ዜስሕት መዐንቀፊ ዀይንዎም እዩ እሞ፡* ኣይኪጸግቡን፡* ከብዶም እውን ኣይኪመልኡን እዮም።