መክብብ 8:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ንእኩይ ግና፡ ንኣምላኽ ስለ ዘይፈርሆ፡ ጽቡቕ ኣይኰነሉን እዩ፣+ ነተን ከም ጽላሎት ዝዀና መዓልትታቱ እውን ኣየንውሕን እዩ።+ ህዝቅኤል 18:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 እንሆ፡ ኵለን ነፍሳት* ናተይ እየን። ነፍሲ ኣቦን ነፍሲ ወድን ናተይ እየን። እታ እትሓጥእ ነፍሲ፡* ንሳ ኽትመውት እያ።