2 ሳሙኤል 17:1, 2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 17 ኣሒቶፌል ድማ ንኣቤሴሎም ከምዚ በሎ፦ “በጃኻ፡ 12,000 ሰብኡት ሓርየስ፡ ተንሲአ ደድሕሪ ዳዊት ክስዕብ። 2 ደኺሙን ረሸሽ ኢሉን* ከሎ+ ኸኣ ድንገት ክወድቆ እሞ ኸሰምብዶ፣ ኵሉ እቲ ምስኡ ዘሎ ህዝቢ ድማ ይሃድም፣ ኣነ እውን ንንጉስ ጥራይ እቐትሎ።+
17 ኣሒቶፌል ድማ ንኣቤሴሎም ከምዚ በሎ፦ “በጃኻ፡ 12,000 ሰብኡት ሓርየስ፡ ተንሲአ ደድሕሪ ዳዊት ክስዕብ። 2 ደኺሙን ረሸሽ ኢሉን* ከሎ+ ኸኣ ድንገት ክወድቆ እሞ ኸሰምብዶ፣ ኵሉ እቲ ምስኡ ዘሎ ህዝቢ ድማ ይሃድም፣ ኣነ እውን ንንጉስ ጥራይ እቐትሎ።+