-
ዘጸኣት 23:12መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
12 “ሽዱሽተ መዓልቲ ዕዮኻ ዕየ፣ ኣብታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ግና፡ ብዕራይካን ኣድግኻን ምእንቲ ኺዓርፉ፡ ወዲ እታ ባርያኻን ጓናን ከኣ እፎይ ምእንቲ ኺብሉ፡ ኣዕርፍ።+
-
-
ዘዳግም 22:4መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
4 “ኣድጊ ሓውካ ወይ ብዕራዩ ኣብ መገዲ ወዲቑ እንተ ርኢኻ፡ ነቲ እንስሳ ኼተንስኦ ሓግዞ+ እምበር፡ ኰነ ኢልካ ዕሽሽ ኣይትበሎ።
-