ምሳሌ 16:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ባህ ዜብል ቃላት ኣብ ጎጎኡ ዘሎ መዓር እዩ፣ንነፍሲ* ጥዑም፡ ንኣዕጽምቲ ድማ ፈውሲ እዩ።+ ኢሳይያስ 50:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ንድኹም ከመይ ገይረ ብቕኑዕ ቃል* ከም ዝምልስ* ምእንቲ ኽፈልጥሲ፡+እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ልሳን እተማህሩ* ሂቡኒ እዩ።+ ንግሆ ንግሆ የንቅሓኒ፣ከምቶም እተማህሩ ኽሰምዕሲ ንእዝነይ የንቅሖ።+
4 ንድኹም ከመይ ገይረ ብቕኑዕ ቃል* ከም ዝምልስ* ምእንቲ ኽፈልጥሲ፡+እቲ ልዑላዊ ጐይታ ዝዀነ የሆዋ ልሳን እተማህሩ* ሂቡኒ እዩ።+ ንግሆ ንግሆ የንቅሓኒ፣ከምቶም እተማህሩ ኽሰምዕሲ ንእዝነይ የንቅሖ።+