ምሳሌ 10:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ኣብ ብዙሕ ዘረባ፡ ኣበሳ ኣይሰኣንን፣+ከናፍሩ ዚቈጻጸር ግና፡ ኣስተውዓሊ እዩ።+ ማቴዎስ 12:36 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 ሰባት ብዛዕባ ዅሉ እቲ ዚዛረብዎ ዘይጠቅም ዘረባ፡ ብመዓልቲ ፍርዲ ጸብጻብ ኪህቡሉ እዮም፡+ እብለኩም ኣለኹ፣