-
መዝሙር 141:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
ብግዜ መዓቶም እኳ ገና ኽጽሊ እየ።
-
-
እብራውያን 12:11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 ተግሳጽ ዘበለስ ዜጕሂ እምበር፡ ንግዜኡ ዜሐጕስ ኣይመስልን እዩ፣ ንዳሕራዩ ግና ነቶም ብእኡ ዝሰልጠኑ ናይ ሰላም ፍረ፡ ማለት ጽድቂ የፍርየሎም እዩ።
-